"ምእንቲ ንሕና ኣማልኽት ክንኸዉን፣ ኣምላኽ ሰብ ኰነ" ቅ.ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ
Besmab Weweld Wemenfeskudus Ahadu Amlak Amen. zkeberka deacon hawna zmeharkana tmhrti kab mearn tseban ytiem. koynu gn ab gets 17 nkalay gzie tedegima ztetsahfet mebrhi entezgberela tsbuk neyru. eta tshfti kemzi eya tbl. 1 hakegna twfit yelen............. 2 hakegna emnet abta bftsum pap etmrahn...................catholic ................. 3 eta kineti emnet ............Orthodox eya.......... Deacon hawna kabay jemirka bzuhat dkumat slezelena bdkamna keynshinef meberate zkonena mebrhi kttshfelna nlabo. Kudusat tshufat mtshaf kea ajoka qetslo. Egziabher mistrun tibeben etsfin dribn geru yhabka. Wesbhat le Egziabher Weleweladitu Dingl Welemeskelu Kubur Amen.
ዝኸበርካ ብርሃነ፣ ስለቲ ተገዲስካ ትህቦ ዘለኻ ርእይቶ ከየመስጉንኹካ ክሓልፍ ይደልይን፣ ቀለጢፈ መልሲ ክህብከ ዘይምኽኣለይ ዉን ይቕሬታ ኣጋጣሚ ኣብ ቅነ ፈተናታት ስለዝነበርኩ፣ ክምልስ ግዜ ኣይረኸብኩን። ሓቲትካዮ ዘለኻ ሕቶ መልሱ ኣብቲ ጽሑፍ ክትረኽቦ ኢኻ፣ ቅድሚ`ቲ ጠቒስካዮ ዘለኻ ጽሑፍ ልዕል ኢሉ ዘሎ ጽሑፍ ደጊምካ ኣንብቦ። "ነቲ ቅድም ዝተላዕለ ሕቶ ክንምለሶ። እታ ሓዋርያት ዝመስረትዋ ቤተክርስቲያን ኣበይ ኣላ? ሓቀኛ ትዉፊት`ከ ኣበይ ንረኽቦ? ሓቀኛ ትዉፊት`ከ ኣሎ ድዩ? ነዚ ሕቶ ንምምላስ ሰለስተ ኣማራጺ ኣለና። ሓደ ካብዘን ምርጫታት ኸኣ ሓቂ እዩ።"እዚ ሓሳብ ደጊምካ ኣንብቦ፣ ነዚ ሕቶ መልሲ ክንረኸበሉ ድማ፣ እቶም ንሓዋርያዊ ትዉፊት ኣይንቕበሉን ዝብሉ ሰባት፣ ነዚ ኣብ ልዕሊ ዘሎ ሕቶ ደጊሞም ነብሶም ክሓትዋን፣ መልሲ ዉን ክህቡና ኣለዎም። ነቲ ጽሑፍ ቀሰይ ኢልካ አንብቦ'ሞ ንዂሉ ሕቶካ መልሲ ክትረኽበሉ ኢኻ። ብሩኽ ንባብ፣ ኣብ ጸሎት ኣይትረስዓኒ፣ ብሩኽ ቅነ ሕማማት!
መንገዲ ባሕታዉያን/Mengedi bahtawuyan
2 comments:
Besmab Weweld Wemenfeskudus Ahadu Amlak Amen. zkeberka deacon hawna zmeharkana tmhrti kab mearn tseban ytiem. koynu gn ab gets 17 nkalay gzie tedegima ztetsahfet mebrhi entezgberela tsbuk neyru. eta tshfti kemzi eya tbl. 1 hakegna twfit yelen............. 2 hakegna emnet abta bftsum pap etmrahn...................catholic ................. 3 eta kineti emnet ............Orthodox eya.......... Deacon hawna kabay jemirka bzuhat dkumat slezelena bdkamna keynshinef meberate zkonena mebrhi kttshfelna nlabo. Kudusat tshufat mtshaf kea ajoka qetslo. Egziabher mistrun tibeben etsfin dribn geru yhabka. Wesbhat le Egziabher Weleweladitu Dingl Welemeskelu Kubur Amen.
ዝኸበርካ ብርሃነ፣ ስለቲ ተገዲስካ ትህቦ ዘለኻ ርእይቶ ከየመስጉንኹካ ክሓልፍ ይደልይን፣ ቀለጢፈ መልሲ ክህብከ ዘይምኽኣለይ ዉን ይቕሬታ ኣጋጣሚ ኣብ ቅነ ፈተናታት ስለዝነበርኩ፣ ክምልስ ግዜ ኣይረኸብኩን። ሓቲትካዮ ዘለኻ ሕቶ መልሱ ኣብቲ ጽሑፍ ክትረኽቦ ኢኻ፣ ቅድሚ`ቲ ጠቒስካዮ ዘለኻ ጽሑፍ ልዕል ኢሉ ዘሎ ጽሑፍ ደጊምካ ኣንብቦ።
"ነቲ ቅድም ዝተላዕለ ሕቶ ክንምለሶ። እታ ሓዋርያት ዝመስረትዋ ቤተክርስቲያን ኣበይ ኣላ? ሓቀኛ ትዉፊት`ከ ኣበይ ንረኽቦ? ሓቀኛ ትዉፊት`ከ ኣሎ ድዩ? ነዚ ሕቶ ንምምላስ ሰለስተ ኣማራጺ ኣለና። ሓደ ካብዘን ምርጫታት ኸኣ ሓቂ እዩ።"
እዚ ሓሳብ ደጊምካ ኣንብቦ፣ ነዚ ሕቶ መልሲ ክንረኸበሉ ድማ፣ እቶም ንሓዋርያዊ ትዉፊት ኣይንቕበሉን ዝብሉ ሰባት፣ ነዚ ኣብ ልዕሊ ዘሎ ሕቶ ደጊሞም ነብሶም ክሓትዋን፣ መልሲ ዉን ክህቡና ኣለዎም። ነቲ ጽሑፍ ቀሰይ ኢልካ አንብቦ'ሞ ንዂሉ ሕቶካ መልሲ ክትረኽበሉ ኢኻ። ብሩኽ ንባብ፣ ኣብ ጸሎት ኣይትረስዓኒ፣ ብሩኽ ቅነ ሕማማት!
Post a Comment